top of page

ኣብ እስራኤል ዲኹም ትሰርሑ: ወይ ድማ ንዝሓለፉ 7 (ሸውዓታት) ዓመታት ትሰርሑ ዶ ነይርኩም፥

  ሐራይ እምበኣር: ንሕና ብመሰረት ሕጊ እስራኤል ኣብ መሰላትን  ሕጋጋትን ናይ። ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት(ስደተኛታት) እንሰርሕን ብቅዓትና ድማ ብስራሕና ዘመስከርና ትካል ኢና

ኣድራሻኹም ኣብ ታሕቲ ምስ ትገድፉ  ብናጻ  (ብዘይክፍሊት)ኩሉ ሓበሬታ ከነካፍሎኩም ኢና።

ትካልና ብቡዙሓት ትሕጋጎም ወይ መሰላቶም ብዝግበኦም ዝወሰዱ ሰባት ዝተመስገነ ኢዩ።

auction.png

 ካብቶም መሰላት ሰራሕተኝታት፥

  • ሰብኣዊ  መሰል 

  • ዓመታዊ ዕረፍቶ

  • ቢትዋኽሎሚ

  • ኣብስራሕኻ ሓደጋ ምስ 

auction (1).png

 ዘጋጥመኩም

መሰላት ናይ ሕርስን ጥንስን

ስንክልና ኣብ ስራሕኩም ምስ ዘጋጥመኩም

pexels-sora-shimazaki-5668473.jpg

  ርኢይቶታት ናይ ገለ ካብቶም ገንዘቦም ዘምጻእናሎም ሰባት

ሳልሕ ፥ ብዘይ ትሉሽ ንክልተ ዓመት ሰሪሐ  እዚ ትካል'ዚ ብዝገበሮ ጻዕሪ ግን ትሕጋገይ ክረክብ ኪኢለ።

ሓጎስ ፥ ናብ ስራሐይ ብሳይክል እንዳኸድኩ ከለኹ ሓደጋ ናይ መኪና ኣጋጢሙኒ በዚ ትካል'ዚ ድም ዝግበአኒ ካሕሳይ ካብ ቢትዋኽሎሚ  ኣውሂቡኒ።

ተስፋይ፥ ዝስርሐሉ ዝነበርኩ ትካል ስለ ዝተዓጽወ ገንዘበይ  ካብ ቢትዋክሎሚ  ኣውሂቦምኒ።

   በዚ ዝስዕብ ተለፎን ድማ ክትድውለልና ትክእል ኢኻ

bottom of page